Global Navigation

ሓበሬታ ብዛዕባ ስርዓተ ትምህርቲ ዙሪኽ

Veranstaltung

Sihlweid, Sihlweidstrasse 5, 8041 Zürich
  • Ideal für: Erwachsene
  • Eintritt: Gratis

ብዛዕባ ስርዓተ ትምህርቲ ዙሪኽ ሕቶ ኣሎኩም`ዶ፧

ብሩህ ዝኾነ ሓፈሻዊ መግለጺ ትረኽቡ ከምኡ`ውን ከም ወለዲ ኣይኖት መሰላትን ግቡእን ከም ዘለኩም ተመኩሮ ትቀስሙ።  

እዚ መደብ ብቋንቋ ትግርኛ ዝካየድ ኮይኑ።  

Ort:
Sihlweid
Sihlweidstrasse 5
8041 Zürich

Veranstalter: Schulamt